Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይ ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይን ኣብ ምክብባር ዝተመስረተን ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ኣፍሊጣ።

ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ቅዋሙ ዘፍለጠ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝተሰናደአ መበል 17 ዘተ ፖሊሲ ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ከምዝኾነ ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡

እቲ ሚኒስቴር÷ ኣሜሪካ ኣብ ጦር ግንባር ዘሎ ሓይላ ጥቡቕ ቁፅፅር ከምትገብርን ኣብ ጉዳያት ድሕንነት እውን ብጥንቃቐ ከምትምልከትን ኣገንዚቡ፡፡

ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡብ ቻይና ዘስፈረቶ ወታደራዊ ሓይሊ ከምትንኪን ካብ ካሊእ ወገን ዝመፅእ ነገር ዝፅሕትር ተግባር ምድጋፋ ጠጠው ንኽተብል ሓቲቱ፡፡

ኣሜሪካ ብፍላይ ጉዳያ ድሕንነት ባሕሪን ሓይሊ ኣየርን ክንደይ ዝኣክል ትኹረት ዝጠልቡ ከምዝኾኑ ተገንዚባ ወታደራታ ብስነ-ምግባር ክትሃንፅ ከምዘለዋ እውን ኣመልኪቱ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.