Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ከተማ ጅማ ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ሓላግነቶም ከምዘደወዘፅኡ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማ መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ሓላግነቶም ከምዘደወዘፅኡ ተዛሪቦም።

እቶም ነበርቲ እቲ ምርጫ ታሪኻዊነቱን ተኣማንነቱን ተረጋጊፁ ንክሓልፍ ትፅቢት ዝግበረሎም ከምዝዋፅኡ ኢዮም ገሊፆም።

መራፂ ህዝቢ ኣብ ዕለተ ምርጫ ድምፁ ንክህብ ፀዊዖም።

ውፅኢት ምርጫ ብፀጋ ከምዝቕበሉ ድማ ተዛሪቦም።

ብኣፈወርቅ ኣለሙ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.