Fana: At a Speed of Life!

ናህሪ ዋጋ ወርሒ ሰነ ብ24 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ወሰኽ ኣርእዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ወርሒ ሰነ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ብ24 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ወሰኽ ኣርእዩ።

ኣብ ወርሒ ሰነ ወሰኽ ዋጋ መግቢ ተንከፍ እውን ብ28 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ።

ስጋ፣ ዘይቲ ብልዒ፣ ጠስሚ፣ ቅመማቅመም፣ በርበረን ቡናን ኣብዚ ወርሒ ዋጋኡ ብምውሳኹ ናህሪዋጋ ብቕልጡፍ ንክውስኽ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

ምግቢ ተንከፍ ኣብ ዘይኮኑ ከፍሊታት ኢንዴክስ ዋገኦም ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ብ19 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ማዕከላዊ ስታቲስቲክስ ኤጄንሲ ንኢፕድ ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.