Fana: At a Speed of Life!

ናይ ዌልስ ልኡል ቻርለስ ንጉስ እንግሊዝ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዌልስ ልኡል ቻርለስ ንጉስ እንግሊዝ ኮይኖም።

እቶም ልኡል ሕልፈት ንግስቲ ኤልሳቤጥ 2ይቲ ስዒቡ መበል 40 ንጉስ እንግሊዝ ከምዝኾኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

ከይዲ ንግስና እታ ሃገር ምስተሳለጠ እቶም ልል ብዕሊ ንግስነኦም ተቐቢሎም መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ንግስት ኤልሳቤጥ 2ይቲ ትማሊ ኣብ 96 ዓመተን ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላየን ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.