Fana: At a Speed of Life!

ንቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ተፈሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቦሪስ ጆንሰን ነምትካእ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መረፃ ሪሺ ሱናክን ሊዝ ትረስን ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ኮይኖም ቀሪቦም።

ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ሱናክ 137 ድምፂ ብምርካብ እንትመርሑ፥ ትረስ ድማ 113 ድምፂ ብምርካብ ካልኣይቲ ኮይነን፡፡

ክልቲኦም ተናሓናሕቲ ኣብ ዝግበር መረፃ ተዓዋቲ ዝኸውን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 5 መስከረም ከምዝፍለጥ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.