Fana: At a Speed of Life!

ንኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ጋምቤላ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ጋምቤላ ምፍናው ተገይሩ።

ኣብቲ ምፍናው መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኡመድ ኡጁሉን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር አይተ ቴንኩዌይ ጆክንን ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

ኣይተ ኡሞድ፥ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ምክለወኻል ሃገር ብምስላፍ ግዴትኡ ክዋፃእ ኢዩ ኢሎም።

መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ብውሽጥን ደገን ዝግበር ፅሕተራ ንምፍሻል ግድኡ ከምዝዋፃእ ተዛሪቦም ክብል ፕሬስ ሴክሬተሪያት እቲ ክልል ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.