Fana: At a Speed of Life!

ንኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን  ሽልማት ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል መንግስቲ ኣብ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ሜዳልያ ንዘርከቡ ኣርባዕተ ኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን  ሽልማት ተበርኪቱ።

ንሰለሞን ባረጋ 500ሺህ ብር፣ 10  ሺሕ ካሬሜትር  ኣብ ወልቂጤ ከተማ  ንኢንቨስትመንት ቦታ ከምኡውን ናይ ማዕርግ ዕብየት ተዋሂቡዎ፡፡

ንኣትሌት ለሜቻ ግርማ 350 ሺሕ ብር፣ ንአትሌት ለተሰንበት ግደይን ኣትሌት ጉድፍ ጸጋይን ንሕድሕደን 250 ሺሕ ብር ተበርኪቱሎም፡፡

ንአሰልጣኝ ሁሴን ሽቦ፣ አሰልጣኝ ተሸመ ከበደ፣ አሰልጣኝ ሃይሌ እያሱን ኣይተ እሉፍ ይህደጎን 100 ሺሕ ብር ተበርኪቱሎም፡፡

ንኣሰልጣኒ ኮማንደር ቶሌራ ዲንቃን ኢንስፔክተር ኢብርሂም ዳኜን 50 ሺሕ ብር ተበርኪቱሎም፡፡

ብተወሳኺ ንሕድሕዶም ናይ 1ሺህ ካሬ ሜትር  ቦታ ተዋሂቡዎም፡፡

ብፀጋዬ ወንድወሰን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.