Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣባል ኣይ.ኤል.ኦ ዝኾነትሉ መበል 100 ዓመት ዝጠመተ ጉባኤ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ዓለማዊ ትካል ሰራሕተኛታት(ኣይ.ኤል.ኦ) ዝኾነትሉ መበል 100 ዓመት ዝጠመተ ካብ 24 ክሳብ 26 ሕዳር 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ጉባኤ ክሳለጥ ኢዩ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታትን መስራሕቲን ዘድሃበ ዘተ ከምዘካየድ ተገሊፁ።

“ማሕበራዊ ዘተን ዝሓሸ ፍሪያትን ብምጥቃም ማሕበራዊ ፈትሒ ክብ ምባል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝህልዎ ድማ ተገሊፁ።

ጉዕዞ 10 ዓመት ዝግምገመሉ፣ ልምዲ ዝውሰደሉ፣ ትልሚ ዝሕንፀፀሉን እወንታዊ ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ ዝወሃበሉን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብትዕግስት ኣስማማው

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.