Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ህንፀት ዓቕሚ ሳይበር ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ  ኣብ ጋና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ ህንፀት ዓቕሚ ሳይበር ይሳተፍ ኣሎ።

ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ዓለም ንዘንፀላለዋ ሓደጋ ሳይበር ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ እቲ ጉባኤ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ እትገብሮ ዘላ ፃዕሪን ኣብ ኣፈፃፅማ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ልምዲታት ኣካፊላ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.