Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ 2021 ዓውደ ምርኢት ንግዲ ምግቢን መስተን ገልፍ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውደ ምርኢት ንግዲ ምግቢን መስተን ገልፍ 2021 ኣብ ዱባይ ተኸፊቱ።

እቲ ዓውደ ምርኢት ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ከፊቶምዎ፡፡

ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈሩ ኢንዱስትሪታት ምፍላጥ ዕላምኡ ዝገበረ እቲ ዓመታዊ ምድላው፥ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ከምዝኾነን ኢትዮጵያ እናተሳተፈት ከምትርከብን ካብ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.