Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሚ ንካሊእ እዋን ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሙ ንካሊእ እዋን ከምዘመሓላለፎ ኣፍሊጡ።

ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ዓለምን ሃገር ውሽጢን ዝረአ ቅልጡፍ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምዕዛብ እቲ ትካል ብሕፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሙ ናብ ካሊእ እዋን ንኽመሓላለፍ ከምዝተወሰነ ገሊፁ።

መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ መስከረም 40 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ናብ ውልቀ ዘፈር ንምሻጥ ከምዝሓሰበ ይፍለጥ።

ምስዚ ተተሓሒዡ ድማ መንግስቲ ድሌት ምስ ዘርአዩ ኣካላት ምይይጥ ምግባሩ ዝዝከር ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.