Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 33 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6ኣዋርሕ ልዕሊ 33 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።

ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2015 ዓ.ም ኣቕሪበን።

ኣብቲ ፀብፃብ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 33 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ተዛሪበን።

ብማህሌት ተ/ብርሃን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.