Fana: At a Speed of Life!

ኢትጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትጵያን ሶማሊያን ፍርያት ዓሳ ካብ ሞቃድሾ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪመን።

እቲ ስምምዕነት፥ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልታህ ኣብዱላሂ ሓሰንን ሚኒስትር ልምዓት ሃፍቲ ዓሳ ሶማሊያ ዓብዲዛዝ ሓጅ በሽር ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።

ኢትዮጵያ፣ ሶማሊያን ኤርትራን ኩለመዳይ ምትሕብባር ንምግባር ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ከምዝተፈራረማ ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.