Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ሓፈሻዊ እዋናዊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣመራርሓ ምቕራቦም ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.