Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ተሸመ ቶጋ መበል 50 ዓመት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ዝተለኣኸ ምልእኽቲ ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሸመ ቶጋ መበል 50 ዓመት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ዝተለኣኸ ምልእኽቲ ኣብፂሖም።

እቶም ኣምባሳደር፥ ካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂምፒንግ ከምኡ እውን ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ይ ኢዮም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፂሖም ዘለዉ።

እቲ መልእኽቲ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተረኺቦም ንዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ ዉ ፔንግ ከምዘብፀሑ ካብ ኤምባሲ ኢትጵያ ኣብ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.