Fana: At a Speed of Life!

ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ምክልኻል መጥቃዕቲ ሳይበር ብምውዳድ ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ምክልኻል መጥቃዕቲ ሳይበር ብምውዳድ ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ።

መበል 10 ኣኼባ “ወርኪንግ ግሩፕ” ብሪክስ ሓለፍቲ ዓውዲታት ኩለን ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸብሉ ካብ 16 ክሳብ 17 ሚያዚያ 2024 ኣብ ሞስኮ ተሳሊጡ።

ንኢትዮጵያ ብምውካል ብዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መረብ ድሕንነት ኢንፎርሜሽን ወ/ሮ ትዕግስት ሃሚድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብቲ ጉባኤ  ተሳቲፉ።

ወ/ሮ ትዕግስት፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣባል ሃገራት ብሪክስ ሓዊሱ ኣብዝሓ ሃገራት ዓለም ደሕንነት ሳይበር ቀንዲ ውራየን ከምዝገበራ ገሊፀን።

ጉዳይ ድሕንነት ኢንፎርሜሽን ኣብ ቀፃሊ እውን ኣባል ሃገራት ብሪክስ እውን ኣጀንዳ ዘተ ብምዃን ክቕፅል ከምዝግባእ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.