Fana: At a Speed of Life!

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሰልፊ አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሰልፊ አመስጊኖም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕባረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሰራዊት ዝተገበረ ልዑል ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ዝተረፉ ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

እቲ ደገፍ ሃገራዊ ሰላምን ምርግጋዕን ንምንጋስ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ሰፊሕ ህዝባዊ ተቐባልነት ከምዘለዎም ዘርእይ ኢዩ እውን ኢሎም።

“ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህዝቢ ብሰላም ንክነብር ለይቲን ቀትሪን ዝሰርሕ፣ ልኡላውነት ሃገርን ድሕንነት ዜጋታትን ንክረጋገፅ ህይወቱ እናሃበ ዘሎ ዋሕስና ኢዩ” ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.