Fana: At a Speed of Life!

ኣብፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኣርባምንጭ ከተማ 1 ን 0 ብመስዓር ተዓዊታ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተገበረ ፀወታ፥ በዛብህ መለዮ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሰለሰስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ፡፡

ፋሲል ከነማ ሎሚ ምስዓራ ስዒቡ ንጋንታወላይታ ዲቻ ብሽቶ ብምብላፅ ሳልሳይ ደረጃ እንትትሕዝ፥ ጋንታ ኣርባምንጭ ከነማ ድማ ኣብ መበል 7ይ ደረጃ ትርከብ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.