Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ቫይረስ ከሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ቫይረስ ከሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሺሕ ዛይዱ።

ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሓልፍ ሰባት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኸ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ 39 መዓልቲታት ጥራሕ ህይወት 100 ሺሕ ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡

ካብ ሞንጎ እቶም ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ፍርቆም ኣብ ዝሓለፉ ኣርሕ ኣብ ካልኣይ ዙር ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ህንዲ እቲ ለበዳ ናብታ ሃገር ካብ ዝኣቱ ኣትሒዙ 30 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት በቲ ቫይረስ እንትልከፉ፥ ኣብ ኣሜሪካ ድማ ልዕሊ 30 ሚሊየን ሰባት ከምዝተለኸፉ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.