Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ።

ኣትሌት 2:21:28 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ነቲ ውድድር ብዓወት ዛዚማቶ።

ንኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ብምኽታል ኬንያዊት ኣትሌት ሴሊ ቼፕየጎ ካፕቲች 2:21:55 ብብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ካልአይቲ ወፂኣ።

ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኬኒያዊ ኣትሌት ፊሊሞን ኪፕቱ ኪፕቹምባ 2:05:35 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድሩ እንትዛዝም፤ ታንዛኒያዊ ኣትሌት ኣልፎንስ ሲምቡ 2:05:39 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ካልኣይ ወፂኡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.