Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማዕቐፍ ፖሊሲ ዓውዲ መዓድንን ነዳዲን ኣብ ህላወ ክዙን መዓድንን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፖሊሲ ዓውዲ መዓድንን ነዳዲን ኣብ ህላወ ክዙን መዓድንን ዘድሃበ ዘተ እናተሳለጠ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ፌዴሪኢ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም።

ዘፈር መዓድንን ኢነርጂን ዘተኮረ ዘተ ከምዝኾነ እውን እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ገሊፆምም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.