Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ቻይናውያን ብሓገዝ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ብምኽኣሎም ነመስግን – ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢትዮጵያ ኣቢሉ ብዝተገበረ ልዑል ሓገዝ ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ብዙሓት ቻይናውያን ብሰላም ካብታ ሃገር ክወፅኡ ከምዝኸኣሉ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢያን ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ንመንግስቲን ህዝቢን ኢትዮጵያ ዘለዎም ልባዊ ኣድናቖትን ምስጋናን ኣቕሪቦም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.