Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ።

መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት 2024 ኣብ ግላስኮ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡

ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ውድድር ንዝካፈል ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ቀትሪ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምፍናው ተገይሩሉ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምፍናው ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.