Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተገምጊሙ።

ሚኒስትር እቶም ኣይናለም ንጉሴ፥ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ኢለን።

ስርዓት ኣተኣኻኽባ እቲ እቶት ዲጂታላይዝ ንምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ከምኡወን ጥቡቕ ክትትልን ናይ ቁፅፅር ስራሕን ተግባራዊ ምግባሮም ገሊፀን።

ዓቕሚ ምእካብ እቶት ኢትዮጵያ ሐዚ እውን ብዝበለፀ ክብ ምባል ከምዝከኣል መርኣዪ ኢዩ ኢለን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.