Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ 19 ብልዑል ብርኪ ይስፋሕፋሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25  ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ሳልሳይ ማዕበል ብልዑል ብርኪ ይስፋሕፋሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ሚኒስቴር ኣተሓባባሪ ምላሽ ኮቪድ 19 ኣይተ መብራቱ ማሴቦ፥ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ 19 ካብ ዝሓለፉ ከልተ ኣዋርሕ ጀሚሩ ብልዑል ብርኪ ይስፋሕፋሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

እቲ ለበዳ በፍላይ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ከም ብሓዱሽ ምድጋሱን በዚ እውን ልዕሊ 600 ሰባት ኣብ ፅኑዕ ሕክምና ከመዝርከቡን ሓቢሮም።

ብሓደ መዓልቲ ምርመራ ጥራሕ ክሳብ 2 ሺሕ ዝፅግዑ ሰባት እቲ ቫይረስ ከምዘለዎም እውን ተዛሪቦም ክብል ኢፓድ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.