Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ምስ ኩባኒያ ጣሊያን ’ኢሊካፌ’ ስምምዕነት ውዕሊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ’ኢሊካፌ’ ምስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ጣሊያን ስምምዕነት ውዕሊ ምግባሩ ተገሊፁ።

እቲ ኩባንያ ጣሊያን ደረጃ ፅሬት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያን ንምዕባይ ዘኽእል ስልጠና ንመሃብ ከምዝተስማዕመዐ ተሓቢሩ፡፡

ብምዃኑ እቲ ኩባንያ ፅሬት ቡን ንምሕላው ዘኽእል ስልጠና ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ከምዝወሃብ ተገሊፁ።

እቲ ስልጠና ካብ ሕርሻ ቡን ጀሚሩ ክሳብ ተጠቀምቲ ዘሎ ከይዲ ከምዘካትት እውን ተሓቢሩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.