Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣምሓራ ክልል መናእሰይ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንምሕዋስ ይምዝገቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣምሓራ ክልል መናእሰይ ናብ መከላከያ ሰራዊትንምሕዋስ ይምዝገቡ ኣለዉ ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ ካብ ምብራቕ ጎጃም ዞባ ዝተፈላለዩ  ወረዳታትን ከተማ ምምሕዳርን ዝመፁ መናእሰይ  ደብረማርቆስ ከተማ   ከምዝአተዉ ተሐቢሩ፡፡

ኢትዮጵያ ንምፍራስ ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ይረባረቡ ኣብ ዘለውሉ እዋን ኣባል መከላከያ ሰራዊት ምዃን ኩርዓት ከምዝኾነ እቶም መናእሰይ ተዛሪቦም፡፡

እቶም መናእሰይ ናብቲ ትካል ንከይሕወስ ዝንዛሕ  ፕሮፓጋንዳታት ኣብ ሓቂኢ ዝረሓቑን ኣምሓራ ካብ ምፅላእ ዝፍልፍሉን ኢዮም ኢሎም እቶም መናእሰይ።

ኣቦታትና ዘፅንሑልና ሉዓላዊት ሃገር ብምቕፃል  ታሪኻዊ ኣሰርና ንምቕማጥ ድልወት ኢን እውን ምባሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.