Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ ጎንጅ ቆለላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ወረዳ ጎንጅ ቆለላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ።

እቲ ሓደጋ፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ ባህርዳር ናብ ኣአዲስ ኣበባ እናተጓዘት ዝነበረት መኪና ፖሊስ ፌዴራል የዛት ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብምግልባጣ ኣጋጢሙ፡፡

በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሽዑ ንሽዑ እንትሓልፍ ኣርባዕተ ሳባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠሞም ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.