Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት ዳጋቶ ኩምቤ፥ እቲ እቶት ካብ ልዕሊ 411 ሺሕ ዓማዊል ከምዝተኣከበ ሓቢሮም።

እቲ ትካል ምስ ኢትዮ-ቴሌኮምን ካልኦት ትካላትን ብምትሕብባር ኣገልግሎቱ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ነክኸወን ምግባሩ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ 293 ሺሕ ጉዳያት ብዲጂታል ኣፕሊኬሽን ብምርግጋፅ ከምዝመዝገበ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.