Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 169 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 169 ቢሊየን 501 ሚሊየን 789 ሺሕን 893 ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣፈፃፅማ ካብ ዝተሃቀነ ትልሚ ይኹን ካብ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ ወቕቲ እንትነፃፀር ወሰኽ ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም፡፡

እቲ ሚኒስቴር ብር 169 ቢሊየን 408 ሚሊየን 889 ሺሕን 4 ኣታዊ ንምእካብ ሓሲቡ፥ 100 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ትልሙ ከዕውት ከምዝኸኣለ እውን ገሊፆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.