Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ኮንሶ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ህይወት13 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኮንሶ ከባቢ ሰገን ወረዳ ገጨርን ቀበሌታት ገርጨን ኣይሎታን ብዝወቕዐ ንፋስ ዝተሓወሶ ከቢድ ዝናብ ህይወት13 ሰባት እንትሓልፍ ብዙሓት እንስሳት ብውሕጅ ተወሲደን።

እቲ ዞባ ከምዝሓበሮ÷ ሓደጋ ውሕጅ ዘጋጠመ ኣብ ወረዳ ከባቢ ሰገን ሩባታት ዶዴን መገርሳን ዘጋጠመ ኢዩ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብቲ ከባቢ እናዘነበ ዝርከብ ዝናብ፥ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ካብቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

ሕብረተሰብ እቲ ዝናብ ስዒቡ ንተወሳኺ ሓደጋ ውሕጅ ከይቃላዕ ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብር ምምሕዳር እቲ ዞባ ፀዊዑ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.