Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲላ ሓገዝ ሕክምና ንመሃብ ናብ ግምባር ዘቕንዑ ሰብ ሞያ ሕክምና ምንፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ሕክምና ንመሃብ ናብ ግምባር ዘቕንዑ ሰብ ሞያ ሕክምና ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲላ ምንፍናው ተገይሩሎም።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ችሮታ ኣየለ ቅድሚ ሕዚ ሓገዝ ናውቲን ገንዘብን ሓገዝ ከምዝገበሩ ብምግላፅ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሰብ ሞያ ጥዕና ብናይ ባዕሎም ተበግሶ ንሰራዊት ሞያዊ ሓገዝ ንምግባር ብምውሳናም ኣመስጊኖም፡፡

ንሰብ ሞያ ሕክምና ይኹ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣድላዪ ዘበለ ሓገዝ ከምዝግበረሎም እውን ገሊፆም።

እቶም ሰብ ሞያ ሕክምና ብግደኦም፥ ሰራዊት ምክልኻል ንምግልጋል ዕድል ብምርካቦም ሕጉሳት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፤ ሃገር ከም ምግልጋል ዝበለ ሰናይ ተግባር ከምዘየለ ተዛሪቦም።

ብማስተዋል ኣሰፋ

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.