Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጂዳን ከባቢኣን ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ምስ ሰነድ ጉዕዞን ፓስፖርትን ተዛሚዱ ዘለዎም ፀገም ንምቕራፍ ዘኽአል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጂዳን ከባቢኣን ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ምስ ሰነድ ጉዕዞን ፓስፖርትን ተዛሚዱ ዘለዎም ፀገም ንምቕራፍ ዘኽአል ዘተ ተሳሊጡ።

ብዋና ዳይሬክተር ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ተወከልቲ ካብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ኮሚኒቲ ዘቲዩ።

ቆንስላ ፌዴሪኢ ጂዳ ካብ ዝሽፍኖም ሸውዓተ ግዝኣታት ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ዜጋታት ምስ ሰነድ ጉዕዞን ፓስፖርትን ዝተዛመደ ዘለዎም ፀገም ንምፍታሕ ዘኽአል ዘተ ተሳሊጡ።

እተን ዋና ዳይሬክተር፥ ፀገም ሕድሳት ፓስፖርት ንምቕራፍ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢለን።

ስለዝኾነ ሕጋዊ ሰነድ ሃሊዩዎም ንዘመልከቱ ዜጋታት ኣገልግሎት ሕድሳት ከምዝተውሃበ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.