Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከብ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ በዓቲታት ተዛዚሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከቡ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ 12 በዓቲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ድሉዋት ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እቶም 12 በዓቲታት ሓፈሻዊ ንውሓቶም ልዕሊ 10 ኪሎ ሜትሮ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብርኪ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት እውን 91 ነጥቢ 88 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.