Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም።

ብ3000 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊታ።

ፋንቱ ወርቁ ድማ ሳልሰይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።

ብ800 ሜትሮ ኣብ ዝፃሐደ ውድድር ሃብታም ኣለሙ ስዒራ።

ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ክዕወት ክኢሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.