Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 2016 ዲጂታል ስርዓት መፍለዪ ተምሃሮ ተግባራዊ ከምዝግበር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ መለለዪ መንንት (መታወቂያ) ብምትሕብባር ኣብ 2016 ዓ.ም ዲጂታል ስርዓት መፍለዩ ተምሃሮ (መታወቂያ ተምሃሪ) ተግባራዊ ከምዝግበር ኣፍሊጡ፡፡

ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ሚኒስቴር ምስ ብሄራዊ ፕሮግራም መለለዪ መንነት ብምትሕብባር ዲጂታል ስርዓት መለለዪ መንነት ተምሃሮ ስሩዕ ብምግባር ንምትግባር ከምዝሰነ ገሊፆም፡፡

እዚ ተበግሰፐ ኢትዮጵያ ዓውዲ ትምህርቲ ዲጂታል ንምግባርን ንምዝማንን ኣብ ትገብሮ ወሳኒ ጉዕዞ ዝተገበረ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

እቲ ዲጂታል መታወቂያ ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ መንነት ተምሃሮ ብውፁእ መልክዑ ንምፍላይ ዘኽእል ስርዓት ምጥያሽ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.