Fana: At a Speed of Life!

ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ብዝብል ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብመሰረት መመሓየሺ ኣፈፀምቲ ኣካላት ፌደራል ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ፤ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተባሂሉ ተሰይሙ።

ብተመሳሳሊ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ፀረ መበራታዕቲ ቅመማት ኢትዮጵያ ድማ በዓል መዚ ፀረ መበራታዕቲ ቅመማት ኢትዮጵያ ኮይኑ ከምዝተሰየመ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.