Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ኬንያ፣ ዛምቢያ፣ ሞዛምቢክን ዩጋንዳን ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ዓለም ኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ኢዩ ተሳሊጡ።

ልቓሕ ብዘላቕነት ምኽፋልን ምርግጋዕ ዋጋ ዝጠመተ ዘተ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ኣብ ልውውጥ ንግዲ እውን ዘተ ተገይሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.