Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም።

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኢ ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ተኻይዱ፡፡

ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ዘቕረቡዎ ሕቶ ዝተቐበለ እቲ ቤት ምኽሪ÷ ንዐኦም ብምትካእ ድማ ንኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምግባር ከምዝሾሞም ኣሚኮ ጸብፂቡ፡፡

ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ÷ አብ ቅድሚ እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.