Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ታካጊ ኬይ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ትምህርቲን ጥዕናን ዘለወን ምትሕበባር ክብ ንምባል ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ተላዚቦም።

ኣብ ቀፃሊ ክልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ምግላፁ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.