Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ሕጋዊ መሰል ዝተውሃቦም ኣካላትን ኣወዳድባን፣ ገበናት ታክስ ከምኡውን ገንዘባት ቨርችዋልን ቨርችዋል ሃፍትን ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ገንዘብ ወይ ንብረት ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቅራብ ገበናት ዘለዎም ስግኣትን ተቓላዓይነትን ንምፅናዕ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ብሌን ጊዜወርቅ÷ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ገበናት ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዘኽእል ማዕቐፍ ሕጊን ስርዓት ኣሰራርሓን ንምዝርጋሕን ንምጥንኻርን ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም።

ትካሎም ዝሰርሖ ስራሕ ንክዕወት ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ካብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.