Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ የጋንዳ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ ኢንተቤ ዝተኸበረ መርሃ ግብሪ ሽልማት ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ ጃኮብ ኦላንያ የጋንዳ ተሳቲፎም።

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ኣብ መናእሰይ ኣብ ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ መናእሰይ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ክብሪታትን መንነትን ሃኒፅካ ምቕራፅ ይግባእ ምባሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.