Fana: At a Speed of Life!

ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ።

እቶም መመርመሪ መሳርሒታት÷ ብማእኸል ምርምር መፅናዕቲ ባዮቴክኖሎጂን ስቴት ቫይሮሎጂን ሩሲያ ዝፈረዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

እቲ ርኽክብ÷ ተወከልቲ ኤምባሲ ሩሲያ፣ ሆስፒታል ባልቻን ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያን ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝተሳለጠ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.