Fana: At a Speed of Life!

እንግሊዝን ኣሜሪካን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ላቭሮቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ፣ ኣሜሪካን ካልኦት ምዕራባውያን ተሓባበርተንን ኣብ ኢስታንቡል ዝተኻየደን ተስፋ ተገይሩሉ ዝነበረን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ዘለንስኪ ብምጥምዛዝ ነቲ ድርድር ከምዝኸበስኡ ተዛሪቦም።

ካብ ዩናይትድ ስቴትስን ዩናይትድ ኪንግደምን በዝተገበረ ምኽሪ፥ እቶም ተደራደርቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ኢስታንቡል ዝተገበረ ጊዚያዊ ምርድዳእ ናብ ድሕሪት ምምላሰን ብመረዳእታ ኣደጊፍካ ከምዝግለፅ ምሕባሮም ኣርቲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.