Fana: At a Speed of Life!

ከተማታትና ሓምለዎት ውቁባትን ፅሩያትን ብምግባር ንነበርተን ምቹኣት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታትና ሓምለዎት ውቁባትን ፅሩያትን ብምግባር ንነበርተን ምቹኣት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን።

መርሃ ግብሪ ርኽክብ ጓሓፍ እተን ከተማታት ናብ ፍሪያት ንምቕያር ዘገልግል ማሽን መጥሓን ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ።

እተን ከተማታት ይምዕብላ ብምህላወን ውቁባትን ፅሩያትን ምግባር ከምዘድሊ ተዛሪበን።

ጓሓፍ ፍልፍል ገንዘብ ዝኾነሉን ዕድል ስራሕ ዝፍጠረሉን ምዃኑ ዘመስከራ ከተማታት ከምዘለዋ እውን ሓቢረን።

ስለዝኾነ ከተማታትና ሓምለዎት ውቁባትን ፅሩያትን ብምግባር ንነበርተን ምቹኣት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ክብላ ኣብሪሀን።

ብይስማው ኣደራው

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.