Fana: At a Speed of Life!

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ካብ ፅባሕ 27 ለካቲት ክሳብ 30 መጋቢት  2013 ዓ.ም ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብ አዲስ አበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ

ቤንዚን ብሊትር 25 ብርን 86 ሳንቲምን፥

ኤታኖል ቤንዚን  ብሊትር 25 ብርን 36 ሳንቲምን፥

ፃዓዳ ናፍጣ ብሊትር 23 ብርን 18 ሳንቲምን፥

ኬሮሲን ብሊትር 23 ብርን18 ሳንቲምን፥

ቐሊል ፀሊም ናፍጣ ብሊትር 20 ብርን 27 ሳንቲምን፥

ከቢድ ፀሊም ናፍጣ ብሊትር 19 ብርን 78 ሳንቲምን፥

ነዳዲ ኣውሮፕላን ብሊትር 38 ብርን 65 ሳንቲምን ኮይኑ ኣሎ።

ኣብ ክልላ ዝሕሉ መስተኻሊ ዋጋ ድማ ፅባሕ ዕላዊ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.