Fana: At a Speed of Life!

ወተሃደራዊ ሓይሊ ማሊ ዓጊቱዎም ዝነበረ ሰብ መዚ እታ ሃገር ለቒቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ሓይሊ ማሊ ዓጊቱዎም ዝነበረ ሰብ መዚ ከምዝለቐቖም ተሓቢሩ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ፕሬዚዳንት ማሊ ባህ ንዳውንን ቀዳማይ ሚኒስትር ሞክታር ኡኣኒን፥ ብሓይሊ ምክልኻል እታ ሃገር ተዓጊቶም ኣብ ጦር ካምቦተኣሲሮም ከምዝነበሩ ይፍለጥ።

እቲ ወታደራዊ ሓይሊ፥ እቶም ፕሬዚዳንትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ቅድሚ ምውዓሉ ስልጣኖም ንኽለቁ ፅዕንቶ እናገበረ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡

ካብታ ሃገር ዝወፅኡ ፀብፃባት ከምዝሕብሩዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን እቶም ተዓጊቶም ዝነበሩ ሰብ መዚ ከምዝተለቐቑ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.