Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ሓዊሱ ምክትል ፕሬዚዳንት ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያን ካልኦት ዝምልከቶም ኣመራርሓን ተረኺቦም።

መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ማእኸል ብምግባር  ዝተቐረፁ ኣማራፅታት ልምዓት ኣባይቲ ዕላዊ ንምግባር ኣበ ዘኽእል ኩነታት ልዝብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.