Fana: At a Speed of Life!

ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓታትን ሰራዊት ምክልኻል ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መዓርግ መፅመንሒ ግዜኦም ዝሸፈኑን ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታት እቲ መምርሒ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ኣካይዱ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ዓውዲ ሰራዊት ሌተናል ባጫ ደበሌ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ወታደራዊ መኮንናት ተረኺቦም፡፡

እቲ መዓርግ ድማ ካብ ሓለቓ ዓሰርተ ክሳብ ሙሉእ መዓርግ ኮሎኔል ዘለዉ ሓፈሻዊ ቁፅሮም 39 ንዝኾኑ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ከምዝኾነ ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.