Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም።

ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝተገበረሉ ይዝከር።

ብተወሳኺ ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቐባብላ ሎሚ መዓልቲ ተገይሩሉ።

ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዝተሳተፉ ኣትሌታት ብመሰረት ዘመዝገብዎ ውፅኢት፥ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ካልአይቲ ብብርኪ ኣፍሪካ ድማ ቀዳመይቲ ኮይና ውድድራ ዛዚማ።

ስለዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ፣  ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.